|
ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ. ቤ/ጽ:ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ። |
|
Blina News -
brk/news
|
|
መዓልቲ ናጽነት ውጽኢት ናይ ወሎዶታት ቃልስን ክቡርመስዋእትን ስለዝኾነ ንዘለዓለም ከቢሩ ክነብር እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝነብር መላእ ህዝብና በብመንገዱ ነዚ መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዘብዕሎ ዘሎ። ብስመይን ብስም ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራን ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ንዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽተይ አመሓላልፍ። ብፍላይ፡ ብደገን ብውሽጥን ንልዑላውነት ሃገርና ዝፈታተን ተረኽቦታት ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ ግዜ፣ ከምኡ’ውን ገለ ሓያላት ሃገራት ጸረ-ኣሀጉራዊ ሕጊ ድልየቶም ኣብ ዝፍጽምሉ ዘለዉ እዋን፣ ነፍሲወከፍ ዜጋ ንልዑላውነት ሃገርና ናይ ምክልኻል ግዴታ ኣለዎ።
ምሉእ ጽሑፍ ንምንባብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን: PDF-Link |
|
Blina News -
brk/news
|
|
International women's day 2026.
ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂአንስትዮ 2026 ።
ዮሃና።/blina.org |
|
PRESS RELEASE FOR IMMEDIATE RELEASE February 9, 2026 |
|
Blina News -
brk/news
|
|
ENCDC - EPF–ECDC Joint Diplomacy Team Calls for Unified Eritrean Action to Support Refugees in Cairo, Tripoli and across the region. The Joint Diplomacy Team of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC), Eritrean Political Forces (EPF), and Eritrean Coalition for Democratic Change (ECDC) expresses its deep concern regarding the deteriorating humanitarian conditions faced by Eritrean refugees in Ethiopia, Sudan, Tripoli, and other parts of the region. Of particular urgency is the situation currently unfolding in Cairo -Egypt, where refugees are experiencing increased hardship and vulnerability. The team calls upon relevant authorities and the international community to intensify efforts to address these pressing issues, ensuring the protection and well-being of Eritrean refugees in Cairo and across the region.
For Full text go to this PDF link. |
|
አሪትራ፣ ሕጂ'ውን ገዛኺ ኣጽርዪ ተባሂላ ብሕቡራት መንግስታት ዓለም። |
|
Blina News -
brk/news
|
|
- ITEM 2: Vote on Draft Resolution A/HRC/59/L.1/Rev.1 - "Discontinuation of the mandate of Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea" - Submitted by Eritrea - REJECTED ( 4 YES ¦ 25 NO ¦ 18 ABSTENTIONS)
To read more Go to web-link |
|
ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ |
|
Blina News -
brk/news
|
|
11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት አምሓራ፡ ሽግ ሐርነቱ ዝአወጀላ ታሪኻዊት ዕለት`ያ። እዛ መዓልቲ እዚአ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ናይ ቃልሲ መሐዙቱ ህዝብታት ዓለም፡ ናይ ሓርነትን ጽንዓትን መዓልቲ ስለ ዝኾነት ብክብ ዝበለ ሞራል ክዝክርዋን ከኽብርዋን ክነብሩ’ዩም።
መሰለይ ኢሉ ካብ በረኻ ደደቢት ዝተበገሰ ናይ “ገስገስቲ ማሕበር ተጋሩ” ጸኒሖም “ህወሓት” ተሰምዮም ገባርን ሰራሕተኛን ካልእ ደርብን፣ ህዝቢ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኣንቂሖምን ወዲቦምን ኣዕጢቖምን ንፋሺሽቲ መንግስቲ ደርግን ነቶም ንዘመናት ብትርክቲ ክብረ ነገስት “ንግስነትና ሉኡላዉነትና ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበና’ዩ” ዝብሉ ዝነበሩ መሳፍንቲ ሲዒሮም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ መንቛሕቋታ ዲሞክራስያዊ ዘእተዉን፡ ኢትዮጵያ ብድኽነትን፣ ደርቅን፣ ጥሜትን፣ ሕማምን፣ ድሕረትን እትልለ ዝነበረት ድማ አብ ዞባናን ዓለምን ወላ ንሐጺር ግዜ ይኹን ተራአ እተበርክት መርአያ ሰላምን ልምዓትን ምትሕግጋዝን ክትከውን ገይሮማ’ዮም።
ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን፣ PDF-Link |
|
መልእኽቲ ኣቦ መንበር ንፈስቲቫል 2024 |
|
Blina News -
brk/news
|
|
ክቡር ኣቶ ያሲን ዓብደላ ም/ ኣቦ መንበር ፖ ሓ ኤ ክቡር ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላ ሓላፊ ገንዘባዊ ቤት ጽሕፈትን ማሕበራዊ ጉዳያትን ክቡር ኣቶ ጽሃየ ቀለታ ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል 2024 ክብርቲ ወሮ/ ኣድያም ተፈራን ክቡር ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤልን ኣስሳሰይቲ መድረኽ ክቡራንን ክቡራትን ናይ ሰለስቲኡ ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን ክቡራት ኣባላት መራኸቢ ብዙሃን ክቡራንን ክቡራትን ዕዱማት ኣጋይሽና ብስም ማእከላይ መሪሕነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ አቕርበልኩም እንቋዕ ናብዚ ፈስቲቫልዚ ክንሳተፍ ኣብቅዓና።
ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ኣብ ዝስዕብ PDF link ጽዓን። |
|
|
ጽንብል 35 ዓመት ናጽነት ኤርትራ 24 ግንቦት 2026. |
|
Blina News -
brk/news
|
|
ብ1961 ዓም ዝተበገሰ ብረታዊ ቓልስና ብ1991ዓም ኣብ ምዕራፉ ካብ ዝበጽሕ እነሆ 35 ዓመትና ንቆጽር ኣሎና። ብቐዳምነት ነዚ ብርሃን ናጻነት ዘብርሁ ሱዉኣትናን ኣካለ-ሱንኩላናን ንኹለን ዉድባት ኤርትራን ንኩሉ ህዝብናን ዮሃና ንብል። ንሕና ሎሚ ብሂወት ዘሎና፣ ሪህና ካፊኢና ነዞም በጃ ዝሓለፉን ከርፋሕ ናብራ ገድሊ ተጻዊሮም ዝተቓለሱን ኩሉ ግዜ ክዝክሮምን ታሪኾም ክብ ኣቢልና ክንሕዞን ግዴታና’ዩ። ነዚኣ ሂወቶም ዘይበቐቑልና ሰማእታትና ንዘላኣለም ክዕርፉን ክቐስኑን እቲ ካብኦም ዝተረፈ ሓርነት ህዝብና ክነማልኦ ቓል ንኣትወላ ዕለት ትኹነና። ግዜ ብናቱ ስርዓት ዝኸይድ፡ ስለ ዝኾነ 35 ዓመታት ናይ ናጽነት ንቖጽር ኣሎና። ወዲ ሰብ ንተፈጥሮ ልጟም ክገብረሉ ኣይክእልን’ዩ።
ምሉእ ጽሑፍ ንምንባብ፣ አብ ዝስዕብ ቀለብት ጽዓን: PDF-Link |
|
ግዜጣዊ መግለጺ ስሪሕት ፈንቅል ትማልን ሎሚን ዲውብብኤ/ሆደ |
|
Blina News -
brk/news
|
|
ንኲናት ብፍልፍስና ክንርኦ ከሎና ፍትሓዉን ዘይፍትሓዉን ኢልና ንምድቦ። ፍትሓዊ ንመሬትካን ንሉኡላዉነትካን ንታሪኽካን ባህልኻን ንሂወት ሰብካን ክትከላኸል ትገብሮ ህዝባዉን ፍትሓዉን ይበሃል። መሬት እንዳማትካ ወሪርካ፣ ረብሓ ፕሎቲካኻን፣ ቑጠባኻን፣ ክትግብት ትገብሮ ትዕምጽ ስለ ዝኾነ ዘይፍትሓዊ ይበሃል’ዩ። ኲናት ኩሉ ግዜ ሂወትን ቑጠባን ዝበልዕ ስለ ዝኾነ ጸረ ሰብን ሰብኣዉነትን’ዩ። ብሰላምዉን ብምድርዳርን ክትፈትሖ ምስ ዘይትኽእል ግን ተገዲዲካ ክትኣትዎ ይከእል’ዩ። ኣብ’ዚ ኲናት ተዓዊትካ ክትወጽእ ንዉሽጣዊ ኩነታትካ ምጽናዕን፣ ምቅርራብን ኣሎካ። ህዝባዊ ደገፍ ክትረክብ ትርግታ ልቢ ህዝብኻ ምስማዕን በብኸባቢኡ ክኸትት ናይ ክተት ኣዋጅ ክተስሚዕ ይግባእ።
ቀጺልካ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቐለበት(PDF link) ጸዓን። |
|
The Eritrean Declaration for National Unity and Defense of Sovereighnty. |
|
Oppose the Termination of the UN Special Rapporteur's Mandate on Eritrea |
|
Blina News -
brk/news
|
|
Stand for Human Rights and Accountability
To the United Nations and Members of the International Community,
We, the undersigned, write to express our strong opposition to the proposal presented by the Eritrean government in Geneva to terminate the mandate of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Mohamed Abdelsalam Babiker.
ምጭብርባር ህግደፍ ንምዀላፍ፣ ኩሉኩም አርትራውያን መሰላት አርትራዊ ዘጋ ክኸብር አለዎ ኢልኩም ትአምኑ፡ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ቀለበት(link) በጺሕኩም ፣ ንዘሎ ቅጥዒ መሊእኩም እምቢታኩም ኣስምዑ።
ሓበረታ !! እቲ ናይ ገንዘብ ደገፍ ዝሓትት ሓበረታ፣ ኣይትምልእዎ፣ ገንዘብ እውን ኣይትኽፈሉ። እቶም ዝሓቱ እቶም ዋና መርበብ እዮም እምበር፣ ንጉዳይ አርትራውያን ዝምልከት ኣይኮነን።
የቀንየልና ንምምላእኩም።
ቅጥዒ ክትመልኡ ኣብዚ ቀለበት (link) ጸዓኑ፡ change org WEB-link |
|
Remembering is an act of defiance ! |
|
Blina News -
brk/news
|
|
Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other
Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea.
To read more go to this PDF link |
|
ቲዃ ያኸኒትሪ ላዂ 1961 ቛላኹ ቆል እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊንኽ ኤርትርያ/ ሆደር ስጝድ ስክራኽ ክቱብ። |
|
Blina News -
brk/news
|
|
አርባ ያኸኒትሪ (ባሕቲ መስከረም) ዪና ድግምል ህጃም በሄር ሻኽረሪ ግርጋ ግን። አምበሮጦርየት ኢትዮቢይኹ ዉዕል ፈደረሽኑኹሲ ዕምጭድ ላዃ ላኹድ ነጨጨክ ማሉ ኤርትሪ ባሕርሲ ወረስሮ ነብኽሩ፣ እከክ ኤርትርይው ሕሳንድ ደዉ ሲድኖሉ ገሪ ለምለም እሲኒኹ። ንጉስ ሃለስላሴኻ ና ወንቀረስ ሒልድ ጨፍለቅና ሓኽገድ ኮፍ ዮ ጋቢሮ ምራድ ቋሊስላ። ሰልፍ ለመለም የንቱቱ እርገዉ ማሕበር ሾብዓተ ይሰዉሲ ንሽወዲ ክረዲ ሲ ና ቂርሲ ጭልም እሰትሉ ድግም ህንበኩን ግን።
To read more go to this PDF-link |
|
Final Statement of 1st Conference of The Eritrean Political Forces (EPF) |
|
Blina News -
brk/news
|
|
The process for joint work of the Eritrean Political Forces (EPF), started in February 2020 as initiated by the late patriot Berhane Woldeghebriel, has successfully attained the intended objectives through holding its First Conference between 5 and 8 August 2024 in Wiesbaden, Germany. Launching this umbrella are: the Eritrean United National Front (EUNF); the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Red Sea Afar Democratic Organization (RSADO). Attended by delegates coming from many parts of the globe and other delegates who could not make it to the conference fully participating in the deliberations via modern electronic media, the conference discussed in great depth:
To read more go to this PDF link |
|
|