www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ. ቤ/ጽ:ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ።
ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ. ቤ/ጽ:ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ።
Monday, 25 May 2026 10:18

መዓልቲ ናጽነት ውጽኢት ናይ ወሎዶታት ቃልስን ክቡርመስዋእትን ስለዝኾነ
ንዘለዓለም ከቢሩ ክነብር እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝነብር
መላእ ህዝብና በብመንገዱ ነዚ መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዘብዕሎ ዘሎ።
ብስመይን ብስም ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራን ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም
ንዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽተይ አመሓላልፍ።
ብፍላይ፡ ብደገን ብውሽጥን ንልዑላውነት ሃገርና ዝፈታተን ተረኽቦታት ኣብ
ዝርኣየሉ ዘሎ ግዜ፣ ከምኡ’ውን ገለ ሓያላት ሃገራት ጸረ-ኣሀጉራዊ ሕጊ ድልየቶም
ኣብ ዝፍጽምሉ ዘለዉ እዋን፣ ነፍሲወከፍ ዜጋ ንልዑላውነት ሃገርና ናይ ምክልኻል
ግዴታ ኣለዎ።

ምሉእ ጽሑፍ ንምንባብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን: PDF-Link

Last Updated on Monday, 25 May 2026 10:35
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 71 guests online