| መግለጺ ሓዘን ንመስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳልይ ኣድሓኖም ገብረመርያም ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ ሆደ | 
		 		 | 
		
				
		 		 | 
		
				
		 		 | 
					
| Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም | |||
| Thursday, 25 February 2021 17:41 | |||
| 
 
 
 
 በዚ መሪር ናይ ሓዘን አጋጣሚ ንሙሉኣት ስድራ-ቤቱን መቅርቡን ናይ ቀረባ መቃልስቱ አባላት ሰልፈ ደሞክራሲ ኤርትራን ከምኡ’ውን ንኹልና ህዝቢ ኤትራ ጽንዓት ይሃበና። 
 ሕድሪ ሱዉኣትና ኣብ ሙልእ ዓወት ክበጽሕ ሙኻኑ ዘይተርፍ ሙዃኑ ንኣምን። 
 
 
 ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ 
 የካቲት 22-02-2021 
  | 



 

 




መስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና። ተጋዳላይ አድሓኖም ካብ ግዜ ንእስነቱ አትሒዙ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ክሳብ ሕጂ ብጽንዓት ዝተቃለሰን መሪሑ ዘቃለሰን ዓቢ ኣብነታዊ መራሒ`ዩ ነይሩ።