www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ብደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝተፈጸመ ቅትለት ንኹንን
ብደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝተፈጸመ ቅትለት ንኹንን
Tuesday, 03 October 2023 14:37

ዘለናዮ እዋን ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ዘሎ ድቕድቕ ጸልማት እዩ ከብሎ ዝኽእል ብዙሕ ምልክታትን መግለጺታትን ኣለዎ። ኣጸቢቑ በርሃው ክሳብ ዝብል ድማ ዝዕንቀፍን ዝወድቕን ዝስበርን ክህሉ ንጽበዮ ነገር እዩ። እዚ መበገሲ ጌርናዮ ዘለና ኣርእስቲ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝተፈጸመ ቅትለት ንጹህ ኤርትራዊ ዜጋዩ። ህይወቱ ዝሓለፈሉ ምኽንያት ከኣ ጸረ እቲ ሃገር ኣባዲሙ ህዝብና ንስደትን መቕዘፍትን ዘሳጠሐ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ደው ስለ ዝበለ ጥራሕዩ እዩ ዝበሃል ዘሎ። በዚ ሕማቕ ተረኽቦ ዝሰምበረ ልቢ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ብሓፈሻ፡ ናይ ቀረባ ቤተ ሰብ ድማ ብፍላይ ጽንዓትን ርግኣትን እናተመነና ንመዋቲ ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንብል።

ቀጺልካ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን። PDF link

Last Updated on Tuesday, 03 October 2023 14:47
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 38 guests online