ናይ ሓዘን መግላጺ |
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም | |||
Friday, 11 February 2022 11:53 | |||
ብጹእ ዎ ቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሳልሳይ ፓትሪያርክ ቅድስቲ በተክርስትያን ኦርቶዶክስ አርትራ፡ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብድሕሪ 16 ዓመታት ማእሰርቲ ብዘይ ህግን ፍርድን ብዕለት 09/02/2022 ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፎም። ርእሰ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ስርዓት ህግደፍን ካብ ዝፈጸምዎም ገበናት ልሉይ ዝኾነ ስኑድ ታሪኽ ምኳኑ ዘይሰሓት ሓቂ ኡዩ። ብሞት ምፍላይ ኣቦና ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዙሕ ዝጐሃየ ህዝቢ አረትራ ጽንዓት ይሃበና ፡ንኦም ድማ መንግስተሰማይ ከስፍሮም ንምነ። Blina.org
|