Mery christmas & Happy new year 2023. |
ምልክ ኤሪትሪዂ ዕምጭድ ሓርጠክ እንሸወዉ ክሱሰንኻ አቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ መ/ ሻ/ሚካኤል ሰገነይቲሩዂ ቋላዂድ ቆል ሆደሩዂ። |
Blina News -
brk/news
|
ይና በለዲ ሊኽ ኤመታት ኒር ክርሚል ወኽደም ዕምጩዂ ገሞላ ኒልድ ረሄይቶ ሰልፍኻ በሎቲከድ ከብተዉ ሰኽረጝን ኤመታትስኻ ስላሕድ ለመለም ይንዂን። 1991 ጀበረቲት(ናጽነት) ኤርኖ ይና ባንዴረት ተከልነሳና፣ ‘’ተመስገንናንና ዪ ኳራ ፍቲ፣ ይና ቑር መርሓናዂ መሪ ኤርኑዂን ዩኖ ጃርሲ ሓመዱንዂ’’። ገሪዉ ይና ሻን ደኣም እና እክባ ሻዕብዩዂድ ገንጃ እላ ዩኑና ‘’በዳን ፋሉ’’ ይኑሎም ሰጝነኩን። ነበክ እና ሰኾርጝን ኤሜታተል ካቶሊክ ኣቡናት ኤሪትሪዉ ሸጃ ክቱባን ናልድ ናልድ ላሪ ለበክስ ሰብረሪ ‘’ኤዊል ህንባዂን ኩዳን’’ ያዂ ክቱብር ስብከትድር እና ናን ህንብናዂሲ እንትሮ ኣኸት ድዋዂሲ ላሪ ጒኢ እንገት መሀርድኑዂና። ዋስኒ። ወንቐርስጝኒን፣ ጂብናርልድ ፍኖ ለመለም ይናኽር ግን። እማ ይና ተምኔት ሲ ኤርኑኹማ? እና ደኮዉ ሰኾርጝን ኤመታት ጋይትነዲ ዓባርዲ ዕምጭዲ ጃበራ ዕምጭልድ ኤወይሲ ኣኸት ዓለም መስከራዂሲ ይን ትብስኖሉ ውጅብ ኣኽላ። ንንኻ ኤርትሪል ህንባዂ መሪ ምኩድሶ ማልሰጘን ደዉ የላ። To read Full text click on this PDF link.
|
PRESS RELEASE Eritrean National Council for Democratic Change’s Concerns on the Resumption and Expansion of the war in Northern Ethiopia |
Blina News -
brk/news
|
The Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) is deeply troubled by the resumption of the war in Northern Ethiopia between the Federal Government of Ethiopia and the Regional Government of Tigray. We are equally troubled of the entrance of the Ethiopian military forces to the Eritrean sovereign territory which we are afraid is leading to the expansion of the war to Eritrea and further involvement of the Eritrea military forces. We unequivocally condemn the entrance of the Ethiopian forces to Eritrean territory, and we demand that they withdraw immediately. Eritrean sovereignty is sacrosanct, and no military forces of any foreign country or region is to enter the territory to conduct war. Furthermore, we demand that the Eritrean regime refrain from any further military intervention in the Ethiopian internal political affairs. ENCDC continues to call upon the Ethiopian Federal Government and the Tigray Regional Government to resolve their dispute through dialogue, not war.
To read more click on this URL link
|
ኤርትራ ሓንቲ ካብ’ተን ብሉጻት ተቃልስቲ ጅግና ፊዳኢን ሳዕድያ ተስፉ ኣፋንያ !! |
Blina News -
brk/news
|
ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ኣብነታዊት ጅግና ታቓላሲት ሳዕድያ ተስፉ ንሱር ኣፋንዩ። ሓርበኛ ሳዕድያ ተስፉ ብረቡዕ ዕለት 27/07/2022 ብሕማም ምኽንያት ኣብ ምስሪ ከተማ ካይሮ ብሞት ተፈሊያትና። ሳዕድያ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ኣብ ምስጢራዊ ኣሃዱ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሪዓ ሃገራዊ ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ኢያ። ኣብ ብዙሕ ጅግንነታዊ ስርሒታት ዝተኻፈለት ኮይና፣ ኣብ ከተማ ከረን ዓሊ በኺት ዝተባህለ መጋበርያ ጻላኢ ኣብ ምቕንጻል ዓቢ ተራ ከም ዝነበራ መዛግብ ሰውራና ካብ ዝሰነዶም ቅያታት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ሓደ ኣብነት ኢዩ።
To read more click on this PDF link |
ገኒሪ ኣኽርኒሪ፡ ፍዳ-ደኵረሪ ሳዕድያ ተስፉር ሄቦ! |
ዮሃና ን መበል 31' መዓልቲ ናጽነት ሃገረ አርትራ። |
Blina News -
brk/news
|
እዚ መዓልቲ’ዚ ኣብ 1991ዓም ኮይና ክንርእዮ ከሎናን ሎሚን ዝተፈላለይ ስሚዒታት ኣይፈጥረልናን፣ እኳ ድኣ ሎሚ ካብ ቅድም ዝለዓለ ፍናንን ክብርን ይህበና።ናጽነት ሱዉኣት ጀጋኑና ዘረከቡና’ያ፣ ክሳብ ሎሚ ምዕቛባ ድማ ሕድሪ ናቶም ዘይምጥላም’ዩ። ንናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ብሂወትን ብግዜን ብንብረትን ብገልታዕታ ስደትን ዝኸፈልናዮ ዋጋ ክሳብ ሎሚ ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ጽበጻብ ዘይምግባሩ እቲ ዝዓብየ በደል’ዩ። ንናጽነት ብሓላፍነት ዝተቐበሉ እሞ ክሳብ ሙሉእ ፍትሒ ከይትበጽሕ ዝተጻረሩን ዝዓንቐፉን ኣብ መንግስታዊ መዋቕር ዘለዉ ብወጄል ይሕተቱ፣ እቶም ግዳያት’ና ንብል’ውን ሰሚርና ተኻኣኢልና ከም’ቲ ቅድሚ ናጽነት ተሰዊኦም ናጽነት ዘጨበጡና ተወፊና ስለ ዘይሰራሕና ንህዝብና ኣብ ሕማቕ ሂወት ክጸንሕ ስለ ዝገብርና ብሕመቕና ተሓተቲ’ና። ኣብ ግዜ ቓልሲ ብዘጓነፈ ሓድሕድ ሙውጋና ሂወት ብዙሓት ስለ ዝጠፍኤ፣ ብዕርቕን ፍትሕን ከይተዕጽወ፣ ነዚ ጠላም መንግስቲ ኣብ ሕጊ ደዉ ከየበልና መበል 31 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ በጺሕና። ዝተቓለሰ ዝተሰዉኤ ዝተሰደ ዝጠምየ ዝተኣስረ ህዝቢ ስለ ዝኾነ እዛ ናጽነት’ውን ሸረፍ ድያ ስባር ብዘየገድስ ነቲ ዋንኣ ህዝቢ ኤርትራ እንቛዕ ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብጻሓካ ንብሎ፣ ዮሃና ህዝብና!!! ዮሃና ንሱዉኣትና ነዛ ክብሪ ናዛ ሂወት ዘልበስኩምና!!!!
ዳግም ዮሃና!!!
ብሊና ኦርግ። G. K.
|