ብሞት ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ |
![]() |
![]() |
![]() |
Sunday, 05 April 2015 13:29 | |||
ብሞት ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ ናይ ሓዘን መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤትራ ኽቡር ታጋዳላይ ተ/ማርያም ወ/ማሪያም ካብ ንእስነቱ ንናጽነትን ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ደኺመ ከይበለ ብስነ-ፍልጠት ካብ ዝተቓለሱ ሓደ ሙዃኑ ኩሉ ዝምስክሮ’ዩ። ሞት ገዲም ተጋዳላይ ተ/ማርያም ወ/ማሪያም ብቐዳምነት ንስድራ ቤቱ ብዓቢኡ ከኣ ንሃገርና ዓቢ ኪሳራ’ዩ። ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ ንስድራ ቤቱን ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበና ንብል። ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ
|