You are here:
ኣምነስቲ፡ ኤርትራ ን 18 ዓመታት ዝሓየረቶም ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ክትፈትሕ ጻውዒት ኣቕሪቡ |
Friday, 20 September 2019 19:32 | |
እቲ ትካል፡ መበል 18 ዓመት ማእሰርቲ ናይዞም 'ናይ ሕልና እሱራት' ንምዝካር፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸብታት ን 18 መዓልታት ዝጸንሕ ጎስጓስ ከምዝግበር'ውን ገሊጹ። እቶም ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን፡ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ብምንቃፎም ኣብ 2001 ከምዝተኣሰሩ ዝገለጸ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ካብ ሽዑ ጀሚሩ ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥ ገሊጹ። ካብኣቶም፡ ዋላ ሓደ'ውን እንተኾነ ወግዓዊ ክሲ ከምዘይቀረበሉ'ውን እቲ ትካል ኣብሪሁ። to read more click on this URL link
|
|
Last Updated on Friday, 20 September 2019 20:55 |