www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ዮሃና!!! ንሓይልታት ምክልኻል ህዝቢ ትግራይ
ዮሃና!!! ንሓይልታት ምክልኻል ህዝቢ ትግራይ
Saturday, 03 July 2021 09:54

 

ኽቡር ህዝቢ ትግራይ፣

ወረርቲ ሓይልታት ብልጽግናን ፍሽስታዊ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ዓንገልቶምን፡ አብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ሽርሕታታ ክፈትሉ ድሕሪ ምጽናሕ ሎምስ ዓቕምን ደገፍን ኣሎና ኢልም ተኣማሚኖም ‘’ሕጊ ምኽባር’’ ብዝብል ጉልባብ፣ ናይ ኣሜሪካ ምርጫ ከም መኸወሊ ተጠቂሞምም፣  ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ግዜ ክድምሱስኻን ከንበርክኹኻን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ጭካኔ ብሰማይን ብመሬትን ወሪሮምኻ። ብሰዓታት ክፍጽምዎ ሙዃኖም ቓል ኣትዮም። ነዚ ቐታሊ ከቢድ ኲናት ተጻዊርካ ድሕሪ ሾምተ ወርሒ ሓይልታትካ ወዲብካ ብወፍሪ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝስሜ በርቓዊ ደምሳሲ ስርሒት ፈኒኻ እነሆ ድሙቕ ዓወታት ትሓፍስ ኣሎኻ። ነዚ ዓውታትካ ብዕላማን ብሕዉነትን ንርኦ ስለ ዝኾና ንሓይልታት ምክልኻልካ ዮሃና!! ከምኡ’ውን ንሙልእ ህዝቢ ትግራይን ንኹሉ ሰላም ዝምኔ ሕብርተሰብን ዮሃና ንብል።

To continue click on this PDF link

Last Updated on Saturday, 03 July 2021 10:10
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 35 guests online