ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና !! Print
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Saturday, 23 April 2022 07:12

ብምኽንያት በዓል ፋሲካ፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ንኹሎም ኤርትራውያን ክርስትያንን፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ
ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል፣ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ልባዊ ምንዮቱ
ይገልጽ። ዝመጽእ በዓልታትና፣ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ይኹን ዞናናን መላእ
ዓለምን፣ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ምስ እንፈትዎም ስድራ
ቤትናን ፈተውትናን ክነብዕሎ ተስፋ ንገብር።
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
23ሚያዝያ 2022

To read full text click on the PDF link.

Last Updated on Saturday, 23 April 2022 07:21