ብምኽንያት መይ-ደይ ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ-ሸቃሎ፡ |
|
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም
|
Wednesday, 01 May 2024 15:09 |
ሎሚ፡ ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ሸቃሎ፡ ንመበል 131 ግዜ ትኽበር ኣላ። ታሪኻዊት ዕለት ግንቦት ሓደ (May-Day) ንቃልስን መስዋእትን ሸቃሎ ዓለምና ንምዝካር ዝተሰየመት'ያ። ሸቃሎ/ሰራሕተኛታት ኤርትራ'ውን ከም ኩሎም ካልኦት ሸቃሎ ዓለም፡ ክብርቲ ባዓሎም ብምዃና፡ ኣብ ክሊ'ቲ ዘሕልፉዎ ከርፋሕ ሂወት ኮይኖም እናዘከሩዋ ጸኒሖም እዮም። ሎሚ'ውን ኣብ ፍሉይ ኩነታት ኮይኖም የብዕሉዋ ኣሎዉ።
ቀጺልካ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቐለበት ጽዓን፣ PDF link
|
Last Updated on Wednesday, 01 May 2024 15:25 |