1 ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኮሚተ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር (ኤስሃግ) Print
Written by Administrator   
Monday, 08 January 2024 20:03

ፈጻሚት ኮሚቴ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር (ኤስሃግ) ካብ ዕለት 02-03 ጥሪ 2024 ካላኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ ።
ኣብ'ዚ ዘካየዶ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ፡ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሓት ንግንባራዊ ሂወት ፡ ሃገራዊ ፣ ከባቢያውን ዓለማውን
ጉዳያት ኣመልኪቱ ሓበሬታታት ተለዋዊጡ ። ኣብ'ዚ ኣኼባ’ዚ ፡ ኩነታት ግንባርናን ዝሓለፎም ጉዕዞታትን ፡ ሃገራዊ ፡ ከባቢያውን
ዓለማውን ኩነታት መሰረት ጌሩ ፡ ዓሚቕ ገምጋማት ኣካይዱ ፤ ኣገደስቲ ውሳነታት ወሲኑ ፤ መጻኢ ናይ ስራሕ መደባቱ
ሓንጺጹ ።

 

ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት PDF ጽዓን