ከም ኩልና ኣርትራውያን ዝፈትዎም ስድራ ኣለውዎ፣ ደቁ'ውን ኣለውዎ ፣ ጽቡቅ መነባብሮ'ውን ክህልዎ ምኸኣለ........ልዕሊ ኩሉ ግን ራህዋ ሕዝቡ መሪጹ፣ ምእንቲ ሕዝቡን ሃገሩን ድማ በጃ ሓሉፉ።
ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ፣ ኮሎነል፡ወዲ ዓሊ ብ21/01/2013 ዝወልዖ ሽግ ኣብ ቀርዓቱ ከይኣተወ ኣይክጠፍእን እዩ።
ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦ።
ብሊና ኦርግ፡