ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊዘርላን ዕለት 20.05.2012 |
![]() |
Written by Administrator | |||
Saturday, 28 April 2012 09:57 | |||
ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊዘርላን ዕለት 20.05.2012 ከም’ቲ ልሙድ፣ ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ክበዓል ስለ ዝኾነ ንኹልኹም ንገድቲ ነተሓሳስብ። ብሰላም ጸኒሕኩም ብሰላም ክትመጹ ከኣ ንምኔ። ነዚ መልእኽቲ እዚ ዝረኸበ ንዘይሰምዔ ክሕብር ንላቦ። ዝንገደሉ ዕለት፣ 20.05.2012 ቕዳሴ ሰዓት፣ 11:00 ልክዕ ሰዓት ይጅምር እድራሻ፣ SALLE COMMUNAL D’ONEX , ROUT CHANCY 133, 1213 ONEX ኣብ ፊቱ ዘሎ ቤትክርስትያን’ዩ። መጎዓዓዝያ፣ ኣብ ወገን የማን ባንሆፍ (BANHOF/GAR) ደው ትብል፣ ባቡር ከተማ (STRABENBAHHN/TRAM) ቁጽሪ N. 14 P+R ንበርነ (BERNEX) ትኸይድ ወሲድኩም ኣብ ኦነ (ONEX) ትወርዱ። ልሙድ ጽንብልን ምህልላን ጸወታን ከም ቐደሙ ኣሎ። ብደሓን ምጽኡ/ጻ። ሽማግሌ ማሕበር ማርያም ደዓሪት ስዊዘርላንድ፣ ንሓበሬታ በዚ ስልኪ ተውከሱ። Tel. 076 616 14 03
|