በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀነቭ ዝበዓል ዝነበረ ሎም ዘመን ንዕለት 30/05/2015 ኣብ ከተማ በርን ክበዓል‘ዩ |
![]() |
Monday, 11 May 2015 21:13 | |||
በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀነቭ ዝበዓል ዝነበረ ሎም ዘመን ንዕለት 30/05/2015 ኣብ ከተማ በርን ክበዓል‘ዩ ናብ፣ ኣዚኹም ዝኸበርኩም ምእመናን ኣፍቀርቲ ማርያም፣ ኣሕዋትን ኣሓትን ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀነቭ ዝበዓል ዝነበረ ብዘበን ኣብ ከተማ በርን ንዕለት 30/05/2015 ክነብዕሎ ኢና። ኩልኹም ምእመናን ነታ ኣዝያ እተፍቅረና ወላዲት ኣምላኽ ኣደና፣ ውሉዳዊ ፍቅርናን ገልጸላ ዕለት ስለ ዝኾነ፣ ሓቢርና ንኽብረታ መስዋዕቲ ቅዳሴ ክነዕርግ ኩልኹም ምእመናን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። መደብ በዓል ዝጅምረሉ ንኣድራሻን እዚ ዝስዕብ እዩ
3098 Schliernbei Köniz
ንዝኾነ ሓበረታ፣ 076 456 10 20 ተወልደ ባህታ 076 521 10 16 ምካኤል ስብሃትልኣብ
|