ብሞት ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ Print
Sunday, 05 April 2015 13:29

ብሞት ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ

ናይ ሓዘን መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤትራ

ኽቡር ታጋዳላይ ተ/ማርያም ወ/ማሪያም ካብ ንእስነቱ ንናጽነትን ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ደኺመ ከይበለ ብስነ-ፍልጠት ካብ ዝተቓለሱ ሓደ ሙዃኑ ኩሉ ዝምስክሮ’ዩ። ሞት ገዲም ተጋዳላይ ተ/ማርያም ወ/ማሪያም ብቐዳምነት ንስድራ ቤቱ ብዓቢኡ ከኣ ንሃገርና ዓቢ ኪሳራ’ዩ። ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ ንስድራ ቤቱን ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበና ንብል።

ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ