ቓል ሓዘን
ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ ፣ ብሞት ኣቦናን ሓውናን ተጋዳላይ ዑመር ጃብር ዑመር ፣ ዝተሰምዖ ሓዘን እናገለጸ ንስድራ ቤቱ ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።